
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Radio: SBS Chill
Categories: News & Politics
Listen to the last episode:
Previous episodes
-
4312 - 'ምዕራባውያን ኢድኩም ካብ ኣፍሪቃ ኣክቡ፣ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኸኣ ታሪኽ ከይወቕሰኩም ሰላም ኣብ ምስፋን ድሕርሕር ኣይትበሉ' ጳጳስ ፍራንሲስ Sat, 04 Feb 2023
-
4311 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02/02/2023) Thu, 02 Feb 2023
-
4310 - "እዚ ስልማት ዝለዓለ'ኳ እንተኾነ ድሌት ምሕጋዝ ስለዘለኒ ገና ሰናይ ተግባረይ ክቕጽሎ እየ" - ያሲን ሙሳ Thu, 02 Feb 2023
-
4309 - ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንመራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ነቒፉ (ጸብጻባት) Thu, 02 Feb 2023
-
4308 - ቅልውላው ክብሪ መነባብሮ ወጻኢታት ናውቲ ትምህርቲ ተወሲኽዎ ንወለዲ የሻቕል Wed, 01 Feb 2023
-
4307 - How to access low-cost medical services in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ብዋጋ ሕስር ዝበሉ ኣገልግሎታት ሕክምና ብኸመይ ትረኽቡ፧ Wed, 01 Feb 2023
-
4306 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30/01/2023) Tue, 31 Jan 2023
-
4305 - ሄቨን ሃይሉ ኣብ ኦሳካ ተዓዊታ፣ ኣብ ስፐይን ቢንያም ግርማይ 2ይ ኣብ ኣውስትራልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን መበል 13 ወጺኦም Mon, 30 Jan 2023
-
4304 - መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ብዘይመሰነይታ ዝመጹ ሓተትቲ ዑቕባ ህጻናት ጠፊኦምኒ ኢሉ Sat, 28 Jan 2023
-
4303 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26/01/2023) Thu, 26 Jan 2023
-
4302 - አቶ በረኸት ስምኦን ናይ ማእሰርቲ ግዚኡ ፈጺሙ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሑ (ጸብጻባት) Thu, 26 Jan 2023
-
4301 - 'ጥሪ 26 መዓልቲ ኣውስትራልያ፣ እቲ መዓልቲ'ዩ ዘይተቐየረ እምበር እቲ ንለውጢ ዝጽውዕ ብናህሪ'ዩ ዝኸይድ ዘሎ' መምህር ጀማል ህያቡ Thu, 26 Jan 2023
-
4300 - ምጽኣተ ዓለም ክኸውን ካብ ዝኾነ ካልእ እዋን ንላዕሊ ሕጂ ቀሪቡ'ሎ፣ ወዲ ሰብ ኣብ'ዛ ዓለም ክንደይ ተሪፍዎ ይህሉ፧ Thu, 26 Jan 2023
-
4299 - ኣገልግሎታት ምንጻል ጥንሲ ኣብ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይርከቡ፧ Wed, 25 Jan 2023
-
4298 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23/01/2023) Tue, 24 Jan 2023
-
4297 - ኢትዮጵያ ካብ ቻን2023 ተገሊፋ፣ ጁቬንቱስ 15 ነጥቢ ተቐጺዓ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ኣውስትራልያ ቅድድሙ ዛዚሙ Mon, 23 Jan 2023
-
4296 - ለውጢ ክግበር ምርድዳእ ተገይሩሎ፣ ዝኾነ ምትዕርራይ ይኹን ዝተጣየሰ ካቢነ ግን የለን - ህወሓት Mon, 23 Jan 2023
-
4295 - ስርዓተ ትምህርቲ ኣውስትራልያ ንተመሃሮ ብዝሃሲ ኩነታት መለክዒታቱ ንድሕሪት ይተርፍ ኣሎ Sun, 22 Jan 2023
-
4294 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19/01/2023) Thu, 19 Jan 2023
-
4293 - በዓል ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብተዛማዲ ህድኣት ይኽበር፣ ሰራዊት ፈደራል ዓዲግራት አትዮም Thu, 19 Jan 2023
-
4292 - ብዛዕባ ቻይናዊ ዓውደ'ዋርሕ (ሉናር ካለንደር) እንታይ ትፈልጡ፧ ዓመተ ማንቲለ ንኣቱ ከምዘለና'ኸ ትፈልጡ'ዶ፧ Thu, 19 Jan 2023
-
4291 - ደቀባት ኣውስትራልያ ምስ ስደተኛታትን መጻእትን ተመሳሳሊ ታሪኽ ስለዝሓለፍና ነዚ መዓልቲ ናብ ካልእ ቀይርና ብሓባር ከነብዕሎ ንደሊ Thu, 19 Jan 2023
-
4290 - ሓቂ ድዩ ሻርክ (ነበርቲ ዓሳታት) ዝያዳ ሰባት ኣብ ገማግም ባሕሪ ይቐትሉ ዝበሃል፧ Wed, 18 Jan 2023
-
4289 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16/01/2023) Mon, 16 Jan 2023
-
4288 - ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተፋንዮም፧ ወሪዶም፧ ፖሊስ ኣብ ኤርትራ ኣብ 2022 ወሰኽ ኣብ ቁጽሪ ገበን መዝጊቦም Mon, 16 Jan 2023
-
4287 - ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተቐይሩ ኣትዩ ሽቶ ብምምዝጋብ ንጋንትኡ ኣዐዊቱ፣ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ድርብ ዓወት ኣመዝጊቦም Mon, 16 Jan 2023
-
4286 - ብሰንኪ ኲናት ኣብ ትግራይ ዝሓለፈ ዓመት ሰብኣዊ ክሳራታት ዝበዝሑሉ ክኸውን እንከሎ ኣብ ኤርትራ ኸኣ ግፋታት በዚሖም Mon, 16 Jan 2023
-
4285 - ኣውስትራልያ መራሒት ደሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ'ዚ ዞባ ክትበሃል እንተደልያ ኣብ ውሽጣ ዘሎ ሕጽረታት ብህጹጽ ከተዐሪ የድልያ Sun, 15 Jan 2023
-
4284 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12/01/2023) Fri, 13 Jan 2023
-
4283 - ቻይናዊ ኩባንያ ኣብ ኤርትራ ብርኪታት ኣውስትራልያዊ ኩባንያ ኣብ ኮሉሊ ዝነበሩ ገዚእዎም፣ ሰራዊት ትግራይ ከበድቲ ኣጽዋር ከረክብ ጀሚሩ Thu, 12 Jan 2023
-
4282 - ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ምውፋር ሚዛን ናብራን ስራሕን ይሕሉ Thu, 12 Jan 2023
-
4281 - ትነብሩሉ ቦታ ሓምላይ ምግባሩ ብዙሕ ረብሓ ይህብ Thu, 12 Jan 2023
-
4280 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09/01/2023) Tue, 10 Jan 2023
-
4279 - መገሻታት ኣየር ኣዲስ ኣበባ-ትግራይ ዕንቅፋት ይገጥሞ ምህላዉ ገያሾ ሓቢሮም፣ Mon, 09 Jan 2023
-
4278 - ኤርትራዊት ራሄል ዳንኤል ክልተ ዓበይቲ ዓወታት ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣመዝጊባ፣ ኢትዮጵያዊት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ዓመታት ናብ ውድድር ትምለስ Mon, 09 Jan 2023
-
4277 - ብኣግኡ ሓበሬታን መጠንቀቕታን ብምልኣኽ ሞትን ሓደጋ መካይንን ክቕንስ ዝኽእል ሓድሽ ቴክኖሎጂ ኣብ ተግባር ክውዕል ይሕሰብ Sun, 08 Jan 2023
-
4276 - እንቋዕ ናብ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና! ትርጉሙ፣ ኣገባቡን ዕላምኡን ግን ንፈልጦ ዲና፧ መብርሂ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት Sat, 07 Jan 2023
-
4275 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05/01/2023) Thu, 05 Jan 2023
-
4274 - 'ህወሓት ካብ መዝገብ ሽበራ ክወጽእን ኣብ ልዕሊ መራሕቱ ቀሪቦም ዝነበሩ ገበናዊ ክስታት ክቋረጹን እዮም' - ሬድዋን ሑሰይን Thu, 05 Jan 2023
-
4273 - 'ሮናልዶ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኣብ ዓለም ስለዝኾነ ዝለዓለ ደሞዝ ይግብኦ'ዩ' - ጋንታ ኣልናስር Thu, 05 Jan 2023
-
4272 - ብዝሒ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ኣብ`ዚ ዓመት ናብ ቅድሚ ኮቪድ ዝነበሮ መጠን ይምለስ Wed, 04 Jan 2023
-
4271 - ዕዳጋ ምኻድን ምሽማትን ኣብ ፈረንሳ እናቖረርካ ኮይኑ Wed, 04 Jan 2023
-
4270 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ Tue, 03 Jan 2023
-
4269 - 'ዝተጋነነ ቅርሕንታዊ ተጻብኦ ኣንጻር ኤርትራ ይዓርግ ኣሎ' ፕረ. ኢሳይያስ; 'ንህወሓት ምጥፋእ ኮነ መሬት ምምላስ ዕላማ መንግስቲ አይነበረን' ኣምባ. ሬድዋን Mon, 02 Jan 2023
-
4268 - ጌታነህ ከበደ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ተሰናቢቱ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሕጂ'ውን 2023 ክዕብልልዎ'ዮም - ቲም ኣፍሪቃ ራይዚንግ፣ ፔለ Mon, 02 Jan 2023
-
4267 - 'ስነኣእምሮኣዊ ጸገም ጾታ፣ ዓሌት፣ ሃይማኖት፣ ኩነተ መርዓ፣ ዕድመ፣ ትምህርቲ፣ ሃብቲ፣ ኣይፈልን፣ ኣእምሮና ዝበለጸት ሃብትና'ያ'ሞ ንሓልዋ' - ክኢላ ዮናስ ምሕጽንቱ Sun, 01 Jan 2023
-
4266 - "'ሰለስተ ልቢታት' ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ተወሊደ። 3 ልቢ ኣለዋኒ፣ ሓንቲ ምሳይ ኣላ፡ እተን ክልተ ኸኣ ተቐየርቲ፡ ነዊሕ ህይወት ኣለኒ" ፔለ Sat, 31 Dec 2022
-
4265 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2022) Fri, 30 Dec 2022
-
4264 - ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ንክኢላታት ጥዕና ዝተፈታተኑ ሓደስቲ ቫይረሳትን ሕማማት ዝፍውሱ ሓደስቲ መድሂናታትን ዝተበራረዩላ ዓመት Thu, 29 Dec 2022
-
4263 - 'ዓድና ብምምላስና ዳግማይ ኢና ተፈጢርና' - ኣብ መቐለ ምስ ስድራቤቶም ዝተሓወሱ ተጋሩ፣ ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም Thu, 29 Dec 2022
Show more episodes
5